ብዛዕባና/ዕላማና
ኣብኡ ብዘሎ እቲ ህንጻ
ብጎይታ ቅድስቲ ቤተ መቕደስ ምእቲ ክኸውን እናተኣሳሰረ ይዓቢ እዩ። ኤፌ 2፡21
ዕላማ ናይ መንፈሳዊ አገልግሎት መራኸቢ ብዙሓን ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ነዚ
ተበጺሑ ዘሎ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ነቲ አብ ዝተፈላለየ ቦታን ኩነታትን ዘሎ ሰብ ማእከል ንምፍጣር እዩ ። እዚ ብምግባር ድማ እቲ አካል ክርስቶስ ተኣሳሲሩ ን ኽዓብን ንህዝና ኽንበጽሕን ምኻል እዩ።
የሱስ ክርስቶስ ትማልን
ሎምን ንዘልኣለምን ንሱ ጎይታ እዩ።