ዓምዲ ኣገልገልቲ
ኣብዚ ዓምዲ እዚ ዝሳተፉ ኣገልገልቲ ኣብ ዝተፈላለይ ቦታታትን ዓድታትን ዘለዉ እዮም። ዕላማ እዚ ዓምዲ እዚ ድማ መንፈሳዊ አገልግሎት መራኸቢ ብዙሓን ማእከል ብምፍጣር እቲ አካል ክርስቶስ ተአሳሲሩ ንምዕባይ እዩ ከምኡ’ውን ኣብዚ ብምስታፍ ንህዝብና ንምብጻሕ፣ መንፈሳዊ ሕቶታት ንምምላስን ነቲ እግዚአብሄር አብ ልቦም ዘቐመጦ መልእኽቲ ንምብጻሕ ምኻአል እዩ። እዚ ዓምዲ እዚ ን ኹሉ ከገልግል ዝደልን፣ ቀጻልነት ብዘለዎ አገልግሎት ክሳተፍ ንዝደልን ክፉት እዩ።
በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ትኽእሉ።
webmaster@menfesawi.com
ዝርዝር ኣገልገልቲ
ሓው ጳውሎስ በርሀሓው ሳምሶን ምሕረትኣብ
ሓው ሳሙኤል ተወልደመድህን
